መንግስቲ ሱዳን ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዚዙ

ወትሃደራዊ መሰጋገሪ ምንግስቲ ሱዳን ነቲ ዳግማይ ብተምሃሮ ዝተላዕለ ኣንጻሩ ዝቀንዐ ናዕቢ ዝተሓዎሶ ሰለማዊ ሰልፊታት ንምድሩቃስ ካብ ዕለት 31 07 2019 ኩለን ኣብ ሱዳን ዝርከባ ኣብያተ ቤት ምህሪትታት ክዕጸዋ ኣዚዙ ። 

 ኣብ ዞባ ኩርዱፋን ኣል ኣብየድ ተምሃሮ ምዘለዓዓልዎ ተቃውሞ ኣንጻር ወትሃደራዊ መሰጋገሪ ምንግስቲ ሱዳን 1 ጋለ ኣንስተይቲ ትርከቦም 5 ተምሃሮ ከም ዝሞቱ ውን ተፈሊጡ ኣሎ ። ነዚ ስዒቡ ትማሊን ሎምን ኣብ ከተማ ካርቱም ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ እዚ ብተምሃሮ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊታት ጎነጽ ዝተሓዎሶ ምኻኑን ። እቶም ተምሃሮ ድማ 1ይ ጠለባቶም ወትሃደራዊ ምንግስቲ ሱዳን ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኹነት ስልጣኑ ንስቪላዊ ምንግስቲ ከረክብ እዮም ዝሓቱ ዘለዉ ። 

 እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ፥ ኣብዚ ግዜዚ ውን ቁጠባ ሱዳን ባይታ ዘቢጡሉ ኣብ ዘሎ እዋን፥ ዋጋታት ሃለኽቲ ሰማይ ክዓርግ ይረአ ኣሎ ። ንኣብነት ኪሎ ኮሚደረ 250 SDG ዋጋ ኪሎ ሽጉርቲ 180 SDG ዘይቲ ድማ 600 SDG በጽሖም ካብ ዘለዉ እዮም ። 

IMG_20190801_205528.JPG